ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ “ክብሪ ንሓድነትን ሕብርነትን ሃገር ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ክብሪ ንሓድነትን ሕብርነትን ሃገር ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ መናእሰይ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መተሓባበሪ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 573 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ እቶም ተመለስቲ 118 ደቂ ኣንስትዮን 72 ህፃናትን ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ውፅኢት ምርጫ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ውፅኢት ምርጫ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢ ዴሞክራሲያዊ ብዝኾነ መገዲ ብናፃ ፍቓዱ ዝመረፆ መንግስቲ ንክህልዎ ብዙሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ እዚ ምርጫ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ብምዃን ኢዩ ፈፂሙዎ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ እዚ ምርጫ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ብምዃን ኢዩ ፈፂሙዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ምንጋዕ ፀፅታ፣ ኮቪድ 19፣ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፈታኒ እኳ እንተኾነ ብዝሓሸ ምፍፃም ተኻኢሉ ኢዩ ኢለን። እቲ ምርጫ ብሰላማዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናብ ድሕሪት ዘይምለስ ትካል ምጥያሽ ተኸኢሉ ኢዩ-ወ/ት ብርቱኳን ሚደቅሳ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናብ ድሕሪት ዘይምለስ ትካል ምጥያሽ ተኸኢሉ ኢዩ ክብላ ኣካቢት እቲ ቦርድ ወ/ት ብርቱኳን ሚደቅሳ ገሊፀን። እቲ ምርጫ ከም ሃገር ዝተምሃርናሉ ኢዩ እውን ኢለን። ግልፅነትን ተሓታትነትን ተግባርዊ ተገይሩ ኢዩ ኢለን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ። እዚ ማለት ብዝረኸብዎ መቐመጢ ልክዕ እንትኸውን ብመሰረት እዚ ኣዲስ ኣበባ ብልፅግና 22፣ ውልቀ ተወዳዳሪ 1 ዓፋር ብልፅግና 6 ኣምሓራ ብልፅግና 114፣ ኣብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ቤት ምኽሪ ክልል ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ቤት ምኽሪ ክልል ዕላዊ ተገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኣብ 10 ክልልት ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ብልፅግና ስዒሩ። ዝሰዓሮ ቁፅሪ መቐመጢ 138 ኣብ ዓፋር 17 ክልላት ምርጫ፣ ኣርጎባ ህዝብ ዲሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ነይሩዎም-ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣይተ ውብሸት ኣየለ ከይዲን ውፅኢትን ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ከምዝነበሮም ገልፆም። ፅዕንቶ ኮቪድ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም። በውልቀ ዝተወዳደሩ ኣይተ ኣለሳ መንገሻ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ትምህርቲ ዝተወሰደሉን ገለልተኝነት እቲ ቦርድ ንምርግጋፅ ዝተሰርሐሉን ኢዩ ኢሎም። እቲ ምርጫ ኣሳታፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓባይን ብዙሕ ፅባቐ ዘለዋን ኢትዮጵያ ንምግልጋል ዝተፈላለዩ ፈተናታት ሓሊፍና ኢና-ወይዘሪት ብርቱካን Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ ምርጫ ግደ ዝነበሮምን፣ ደገፍ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ብምርካብ ልምደን ዘካፈላ ኣካቢት ብሄራዊ…