Fana: At a Speed of Life!

መናእሰይ ሃገሮም ንዘይምድፋር ብሓባር ብምዃን ክቃለሱ ይግባእ-ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ሃገሮም ንዘይምድፋር ንኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢን ንናይ ውሽጢ ባንዳታትን ብሓባር ብምዃን ክቃለሱ ይግባእ ክብላ ምክትል  ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ )“ድምፅና ንነፃነትና"…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ምዕራፍ ሓደ መገዲ ኣዳማ-ኣዋሽ  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ምዕራፍ ሓደ መገዲ ኣዳማ-ኣዋሽ  ተኻይዱ። እቲ መገዲ ኣካል ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ትራንስፖርት እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ  ኣዳማ ኢዩ እቲ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ። ኣዳማ ኣዋሽ…

“ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ሃገራው ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶም ዝቃወም ከምዝኾነ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብዚ ሰሙን ዘንበሮ ክልከላ…

ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጋም 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መድረኽ ገምጋም መደባት 6 ኣዋርሕን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጀሚሩ። እቲ መድረኽ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ፀፅታ፣ ኣወሃህባ ሓገዝ ንተመዛበልቲን ምክልኻል ቫይረስኮሮናን…

ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ-ባዕሉ ህዝቢ እዩ-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ፥ ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ህዝቢ እዩ ክብሉ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ ዝነበረ ፃንሒት ኢዩ ነዚ…

ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ “ድምፅና ንነፃነትናን ሉኣላዊነትናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ንዝግበር ሰለማዊ ሰልፊ ንግዚኡ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ “ደምፅና ንነፃነትናን ሉኣላዊነትናን” በዝብል መሪሕ ቃል ነዝግበር ሰለማዊ ሰልፊ ንግዚኡ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም። እቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ንክዛዘም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ…

ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ፍሪያት ፈተነ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ቁፅሪ ሓደ ፍሪያት ፈተነ ብዕዉት ኩነታት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ብዕሊ ከምዝምረቕ እውን ተገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ እንትኣቱ ኣብ ዓመት ልዕሊ 2 ሚሊየን ኩንታል ስኳር ከፍሪ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዝዛዘመ ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ስሩዕ ኣኼባ “ንኢትዮጵያ…

ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ምጥንኻር ንኣፍሪካውያን ዝሓሸ ተበፃሕነት ጥዕናን መድሓኒትን ንምርግጋፅ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ምጥንኻር ንኣፍሪካውያን ዝሓሸ ተበፃሕነት ጥዕናን መድሓኒትን ንምርግጋፅ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ብዝምልከት ምስ ፍሉይ…

44 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ፣ ቤሩት ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት…