ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሐሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንጉዕዞ ልምዓት ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝኾነ ሓይሊ ብስፍሓት ብምፍራይ ንጠለብ ውሽጢ ሃገርን ንወፃኢ ሃገራት መሸጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ታሕተዎት ተፋሰስ ሃገራት ከምዘይጎድእ ክፍለጥ ይግባእ – ኣይተ ሙሳ ሼኮ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ዝበሉ ሃገራዊ ጉዳያት ዙርያ ረብሓ ሃገር ብምቕዳም ኣብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓረብ ዓለም ቀሪቦም ንኢትዮጵያ ካብ ዝሟገቱ ኣይተ ሙሳ ሼኮ እቶም ሓደ እዮም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ኣልጀዚራ ተረኺም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ ኾይኑ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ እናኾነ መፂኡ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ኣብ 2025 ወለንታዊ ሕክምና ቻይና ግብረ ሰናይ ኣፍሪካ ልእኽቶን ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ ወለንታዊ ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮርያ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮርያ መንግስቲ ሪፐብሊክ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ካምፖ (ዶ/ር) ኣብ እዋን፤ እቲ ትካል ንሰብኣዊ ተግባራት ህፁፅ ፋይናንሳዊ ደገፍ ኣብ…
ስፓርት ቲሞቲ ዊሃ ናብ ማርሴ ተፀንቢሩ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ወዲ ጆርጅ ዊሃ ቲሞቲ ዊሃ ብክለብ ፈረንሳይ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ብዕሊ ተፀንቢሩ። ብሄራዊ ጉጅለ ኣሜሪካ ተፃዋቲ መስመር ቲሞቲ ዊሃ ካብ ጣሊያን ክለብ ጁቬንቱስ ናብ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ኣምርሑ። እዚ ወዲ 25…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀረባ እዋን ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተጀመሮ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ፡፡ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያዊ ሕቡእ ባህሪታትን ሚስጢራትን ብምሓዝ፤ ምዕቡል ቴክኖሎጂ ብምጥቃምን ምንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ድሕንነቱ ዝተሓለወ መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ሳልሳይ ጉባኤ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ሕቡራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ስቲቭ ዊትኮፍ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ሓጋዚ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ሩሲያ ዩሪ ኡሻኮቭ ክልቲኦም ወገናት ኲናት ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም…
ስፓርት ኤቨርተን ንዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ኣፈሪማ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ንኬርናን ዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኤቨርተን ንወዲ 26 ዓመት ተፃዋቲ 25 ሚሊየን ፓውንድን እናተርኣየ ዝውስኽ 4 ሚሊየን ፓውንድ ነቲ ተፃዋቲ ናብ ጋንታኣ ፀምቢራ፡፡ እንግሊዛዊ ተፃዋቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕርሻ ዘዘምኑ ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Aug 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ጠለብ ምግቢ ንምምላእ ሕርሻ ዘዘምኑ ውፅኢታት ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ትሰርሕ ኣላ፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤርወይስ ኣይተ ገዘሃኝ ብሩ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ቀረባ እዋን ብሚኒስቴር ሕርሻ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣተው ዘመናዊት…