Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣2  የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸወን ገንዘብ ኣታዊ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ንዝለኣኹ መበል ዓስራይ ዙር ትካላት አመስጊኑ። እተን ትካላት፥ ስቲሊ ኣር.ኤም.ኣይ…

ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሰልፊ ደገፍ ይካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ይህብዎ ንዘለዉ ዕዉት ኣመራርሓ ለውጢ ብምድጋፍ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ፥ ኣብ ጎድኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምስላፍ ዝተጀመረ ጉዕዞ ልምዓት ክነቐፅል ኢና፤…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ካብ ዘለዉዎ ጣቢያታት ን365 ግልጋሎት ድምፂ ሞባይልን ስሩዕ ስልኪን ምጅማሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ካብ ዘለዉዎ ጣቢያታት ን365 ግልጋሎት ድምፂ ሞባይልን ስሩዕ ስልኪን ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ሪጅን ሰሜን ዘሎ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ፅናን ኣገልግሎትን ኣመልኪቱ ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ድሕረ ገፁ መግለፂ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 656 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 147 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 656 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 142 ሺሕን 994…

ምውጋድ ህወሓት ንሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምውጋድ ህወሓት ንሰላም ኢትዮጵያ ይኹን ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮጀክት ሲንዲኬት ንዝተብሃለ ድገ ገፅ ኣብ ዝፀሓፍዎ መልእኽቲ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዘካየዶ…

ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ፀብፂበን። እቶም ዝሓመሙ ሰባት ደም የምልሱ ከምዘለው'ውን ተገሊፁ። ሰብመዚ ጥዕና ናይቲ ከባቢ ከምዝሓበሮዎ፥ ገለ ካብቶም ሕሙማት ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ከምዝሞቱ…

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ከተማ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ፀጋታት ከባቢ መፍጠሪ ዕድል ስራሕ ክኾኑ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ከተማ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ትራንስፖርትን ፀጋታት ከባቢ መፍጠሪ ዕድል ስራሕ ክኾኑ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኮሚቴ ኣፈፃፅማ በጀት መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም ኤጀንሲ ውሕስና ምግቢን ፈጠራ ዕድል…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ሰብዊ ሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዝገበሮ ሰብዊ ሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢዱ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ትካል ንዝገበሮ ሓገዝን ዘለዎ ምሕዝነትን ናእድኡ ምግላፁ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ምስላጥ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት ዝተውሃቦም አምባሳደራት ስልጠና ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ዓለም ለኸ ርክብ ዲፕሎማሲ፣ ኮንቬንሽን ቪየና፣ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣብ ታሪኽ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፣ ሃይድሮ…

ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ንምዝታይን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ትግራይ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለውቲ ኣቦታት ሃይማኖት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን መማኸርቲን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ንምዝታይን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ክልል ትግራይ ከምዘቕነዐ ዋና ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ ገሊፆም። እቲ…