ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓዱሽ ስርዓት ዲጂታል ሓበሬታ ትምህርቲ በፃሓት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሞጃ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዘፈር ስርዓት ዲጂታል ሓበሬታ ትምህርቲ በፃሓትን ዘይስሩዕ ትምህርቲን ኣካይዱ። እቲ ሓዱሽ ስርዓት ዲጂታል ሓበሬታ ብብርኪ ኣፍሪካ በፃሓትን ዘይስሩዕን ትምህርቲ ዝምልከቱ ዝኾኑ ይኹኑ ሓበሬታታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ ይግበር ኣሎ – ኣይተ ምትኩ ካሳ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ እናተገበረ ምዃኑ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ቻታም ሀውስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ምርምርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሊስተር ሚሲፔል ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ጉዳያት ሰላም ድሕንነትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጛጠመ ፀገም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን እግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ እቶም ተረባሕቲ 62 ሚኢታዊ ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን አንትኾኑ፥ 22 ሚኢታዊ ድማ ጉድኣት ኣካልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25 ሺሕ ኪዩቢክ ሜትር ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25ሺሕ ሜትር ኪዩቢክ ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን። ንሰለስቲኡ መፃረይ ፈሳሲ ፕሮጀክት 1 ነጥቢ 17 ቢልየን ብር ወፃኢ ተገይርሉ እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ተዛቲየን። ኣሜሪካ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ ዓውዲ ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትገብሮ ደገፍን ሓገዝን ተዛቲየን። ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ፥ ሰርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ተላኢኹ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ሰብኣዊን ንዋታዊን ሃፍቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ከምዝተልኣኸ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ገረመው ገብረጻዲቅ ከመዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ካብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊን…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ከሲቡ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብርከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብቶም ዝተረቑሑ ኣዋርሕ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም። እቲ ባንኪ…