ኣብ ዝቕፅል እዋን ፅድያ ስሩዕን ትሕቲ ስሩዕን ዝናብ ክዘንብ ከምዝኽእል ብሄራዊ ኤጀንሲ ሜቴሮሎጂ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅል እዋን ፅድያ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት ኢትዮጵያ ስሩዕን ትሕቲ ስሩዕን ዝናብ ክዘንብ ከምዝኽእል ብሄራዊ ኤጀንሲ ሜቴሮሎጂ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣህነዲን ኣብዱል ከሪም፥ ኣብ መብዛሕትኡ ዝናብ…