ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ዓስራይ ዓመት ምጅማር ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኣብ እስራኤል ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ዓመት ምጅማር ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኣብ እስራኤል ተኸቢሩ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ከምዝበሎ፥ እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። ኣብታ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ህንዲ፣ ደልሂ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ 332 ሺሕን 730 ሓዲሽ መልከፍቲ ምምዝጋባ ይዝከር። በዚ ድማ እቲ ቁፅሪ ኣብ 24 ሰዓታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ እቲ ቤት ምኽሪ ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንዘበናት እናተኣከበ ፀኒሑ ናብ ግዙፍ ጎቦ ዝተለወጠ ሃገራዊን ቀጠናዊን ፀገማት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሆስፒታል ህንዲ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ሀይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገረ ህንዲ ከባቢ ከተማ ሙምባይ ኣብ ዝርከብ ሕሙማት ኮቪድ-19 ዝእለይሉ ሓደ ሆስፒታል ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ሕሙማት ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። እቲ ባርዕ ሓዊ ትማሊ ዘጋጠመ እንትኸውነ፥ ካብቲ ባርዕ ዘጋጠመሉ ክፍሊ ኣርባዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ካብ 8 ክሳብ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም እንትካየት ምፅንሑ ይፍለጥ። ስለዝኾነ ትማሊ ምዝዛሙ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ምንው#ሑ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ክሳብ 14 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 18 ሚልየንን 427 ሺሕን 239 ዜጋታት ከምዝተመዝገቡ ዝገለፀ እቲ ቦርድ፥ እቶም መረፅቲ 41 ሺሕን 659 ጣቢያታት መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ… Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ እዋናዊ ኩነታት፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 297 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)297 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 149 ሚሊየን ዩሮ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ 2021 ንዘጋጠመ ሰብኣዊ ቅልውላው ድጋፍ ዝኸውን 149 ሚሊየን ዩሮ ከምዝሰለጠ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ሕብረት ጃኔች ሉናርቺች፥ ኣብቲ ቀጣና ለውጢ ከባቢ ኣየር፣ ዕስለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ 314 ኤጀንሲታት ውልቀ መስራሕቲን ሰራሕተኛን ብዘመዝገቡዎ ኣድራሻ ዝተረኸቡ 150 ኤጀንሲታት ጥራሕ ኢዮም – መፅናዕቲ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቐመጢኦም ካብ ዝገበሩ 314 ኤጀንሲታት ውልቀ ሰራሕተኛን መስራሕቲን እናተገበረ ዝነበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ሰራሕተኛን…