ብሚኒስቴር ሰላም ዝተመርሐ ጉጅለ እኡኽ ኣብ ትግራይ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ዘለዎ ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሰላም ሙፋሪያት ካሚልን ብዋና ድይረክተር ፕርግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ብስሊ ዝተመርሐ ጉጅለ እኡኽ ኣብ ትግራይ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ዘለዎ ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣቲዮም።
ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ ኣብዝህልዎም…