ኣብ ወፃኢ ሃገራት እናተውሃቡ ዝነበሩ ሕክምናታት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ንመሃብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕክምና ካንሰርን ልቢን ሓዊሱ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ጥራሕ እናተውሃቡ ዝነበሩ ሕክምናታት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ንመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሆስፒታል ሚሊኒየም ኮሌጅ ሕክምና ቅዱስ ጳውሎስ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ልዕሊ 160 ሺሕ ሰባት…