Fana: At a Speed of Life!

ጃፓን ንመስፋሕፍሒ ህንፀት ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳሎታ ዝኸውን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ገላን ዝርከብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳሎታ መስፋሕፍሒ ህንፀት ዝኸውን ሓገዝ ገይራ። ንህንፀት ምስፍሕፋሕ እቲ ቤት ትምህርቲ ስነ-ስርዓት ክታም ስምምዕነት ሓገዝ ተኻይዱ። እቲ ስምምዕነት ድማ ከንቲባ ከተማ…

ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣይተ እሸቱ ብምኽንያት ዘሓደሮም ሕማም ኣብ ሆስፒታል የካቲት 12 ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ለይቲ 20 ጥሪ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ ንኸካይድ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ኣካል የለን – ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ ንኸካይድ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ኣካል ከምየለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብቲ ዕለት ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ሰልፊ ከምዘሎ ምምሳል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ እውን እቲ…

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሰ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዜል ብራንድስ ኬህሪስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዜል ብራንድስ ኬህሪስ ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝን መሰረተ ልምዓታት…

ም/ቀ/ሚን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን መንግስቲ ፌዴራል ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዲራዛቕ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን መንግስቲ ፌዴራል ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዲራዛቕ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ጥንኩር ርክብ ዘለወን፣…

282 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)282 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ድማ እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…

ሕብረት ኣፍሪካ ተወሰኽቲ 400 መጠን ዘለዎም ክታበት ቫይረስኮሮና ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ተወሰኽቲ 400 መጠን ዘለዎም ክታበት ቫይረስኮሮና ንኣባል ሃገራት ከምዘቕርብ ማእኸል ምክልኻን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ /ሲዲሲ/ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ጆን ንከንጋሶንግ፥ እቲ ክታበት ዝርከብ ስልሒት ኣስትራዜንካ ኦክስፎርድ…

ኣብ መንፈቕ ዓመት ዘፈር መዓድን ብዕፅፊ ዝዓበይ እንትኸውን ኢንዱስትሪን ንግዲን ትልሞም ከምዘዐወቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ መንፈቕ ዓመት ዘፈር መዓድን ብዕፅፊ ዝዓበይ እንትኸውን ኢንዱስትሪን ንግዲን ትልሞም ከምዘዐወቱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር እዚ ዝበለ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት ዘፈር ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኣብ ዘካዶ…

ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ኮንፈረንስ ኩነታት ለውጢ ኣየር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ኮንፈረንስ ኩነታት ለውጢ ኣየር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሎክ ሻርማ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ምስቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…

ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተፈጠሩ ሰብኣዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኣወሃህባ ምላሽን ተግባራትን ከምኡ እውን ዝተጎድኡ…