ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተ መተንፈስቲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሞም ስራሕ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ መተንፈስቲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሞም ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ስለሺ በቀለ ገሊፆም፡፡ እቶም ክልተ መተንፈስቲ ማይ ስራሕ ዝጀመሩ ህንፀቶም ተዛዚሙን ስራሕቲ ፈተነ ተገይሩሎምን ከምዝኾነ እቶም ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ብምልማዕ ኣብ ልዕሊ ህገራት ተፋሰስ ጉድኣት ናይ ምብፃሕ ባህጊ…
Uncategorized መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ናይ ምሕላው ግድነት ኣለዎ-ጉባኤ መማክርር ምሁራን ኣምሓራ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ናይ ምሕላው ግድነት ኣለዎ ክብል ጉባኤ መማክርር ምሁራን ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ መማክርት ጉባኤ ዝፍፀሙ ዘለዉ ተኸታተልቲን ዝተዋደዱን መጥቃዕቲታት ብፅኑዕ ብምውጋዝ፥ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ኣዝዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ልዕሊ 3 ሚልየን ከም ዝበፅሐ ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ገሊፁ። ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ዓለም ኣስታት 140 ሚልየን ሰባት ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም ኣለዉ። እዚ ቁፅሪ መልከፍቲ፥ ''ዓለም ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ምርምር ካንሰር እዚ ቀጣና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብዕሊ ከመርቕ ኢዩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን ክሳተፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ዮናታን ዳመነ ቀዳማይ ብምውፃእ ብር 200 ሺሕ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ምዕራፍ ውድድር ፋና ላምሮት ሎሚ መዓልቲ እንትካየድ፥ ንተዓወትቲ ብር 500 ሺሕ ተዋሂቡ። ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ኣብ መፃረዪ ውድድር ዝተሳተፉ እንትኾኑ፥ ነቲ መፃረዪ መድረኽ ብፀብለልትነት ዝሓለፉ 12 ድምፃውያን በቢሰሙኑ ብቀጥታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 600 ሺሕ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ሃፍቶም የመዝገቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ገዕዚይናን ፌዴራል ልዕሊ 600 ሺሕ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ሃፍቶም የመዝገቡ ከምዘለዉ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ወዶ ኣጦ፥ እቲ ምዝገባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ዓውደ ርእይ ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ዓውደ ርእይ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ኢንተርኮንቲኔንታል ምኽፋቱ ይዝከር። ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ወዲ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይምርድዳኣት ብዘተ ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ውፅኢት ይህቡ ኣለዉ-ወይዘሮ ሙፈሪሃት Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝፍጠሩ ዘይምርድዳኣት ብዘተ ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ውፅኢት ይህቡ ኣለዉ ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር፥ ትካለን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ኣብ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ኣጎዓዒዙ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ሳኦ ፖሎ ኣጎዓዒዙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ካብ ዘጋጥም ጀሚሩ ዝግበር ናይ ምክልኻል ፃዕሪ…