ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ናይ ሽም ለውጢ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስያመ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ናብ “በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ” ተቐይሩ። ሓዱሽ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብነጋሪት ጋዜጣ ተሓቲሙ ኣብ ስራሕ ውዒሉ ኣሎ፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ኣዋጅ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት መፅለሊ ዝውዕል 1 ሺሕን 500 ሓገዝ ዝተጠቕለለ ፕላስቲክ ገይራ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት መፅለሊ ዝውዕል 1 ሺሕን 500 ሓገዝ ዝተጠቕለለ ፕላስቲክ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ፕላስቲክ ብዓለም ለኸ ትካል ፍልሰት ኣቢሉ ኣብ ናብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታት ዝከፋፈል እንትኸውን፥ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ይግባእ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣገንዚቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ መግለፂ ኣውፂኡ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ወርሒ ገንበት 2013 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ፋብሪካ መፍረዪ ወርቂ ኩምሩክ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝርከብ ህንፀት ፋብሪካ መፍረዪ ወርቂ ኩምሩክ ብዕሊ ከምዝመረ ተገሊፁ። ህንፀት እቲ ፋብሪካ ሚኒስቴር መዓድንን ኢነርጂን ኢንጂነር ታከለ ኡማን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ተቐሳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ተቐሳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ኣብ ክልተኣዊን ከባቢያዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘዝተሃነፀ ከምዝኾነ ዝሓበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ዘፈር ጥዕና ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ዘፈር ጥዕና ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ንኮቪድ19 ኣብ ዝግበር ማዕቐፍ ሓገዝን ድሕንነት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ንምርግጋፅን ኣብ ዝትግበሩ ፕሮጀክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ፍፁም ብርሃነን ጋዜጠኛ ታምራት የማነን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ትግራይ ሚዲያ ሃውስ ፍፁም ብርሃነን ዋና ኣዳላዊን ተወካሊ ኢትዮጵያን ዓይጋ ፎሮም ጋዜጠኛ ታምራት የማነን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ዋና ኣዛዚ 3ይ ሻለቃ ደረጄ ዴቢሳ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ትሕቲ ውዳበ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ኒኩሌር ስምዕነት መረዳድኢ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ኮርፖሬሽን ሓይሊ ኣቶሚክ ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ኒኩሌር ስምዕነት መረዳድኢ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሓይሊ ኒውክሌር ፅቡቕ ግንዛበ ማሕበረሰብ ንምዕባይን ስልጠና ንመሃብን ከምኡ እውን ክእለት ንምድንፋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዘዝተለኣኸን ብኣምባሳደር ክዋሜ ታፒዋ ሙዛዋዚ ዝምራሕን ጉጅለ ልኡኽ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። እቶም ልኡኻት፥ ሕሉፍ ታሪኽ 500 ዓመት ትኽክለኛ ኣፍሪካ ንኽምዝገብ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ንኹሉ ሰዓራይ ዝገብር ውፅኢት ኣየምፅእን ኣይተ ደመቀ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ዘይኮነስ መንፈስ ምትሕብባር፣ ምርድዳእን ምውሃድን ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…