ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰብ ሞያ ጥበብ ኣፍልጦ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርክ እንጠጦ ንሰብ ሞያ ጥበብ ኣፍልጦ ሂቦም። “ንኢትዮጵያ ስለዘገልገልኩም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ኢያ” በዝብል ሓሳብ ኢዩ እቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፕ ኮፎድ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ትግራይ ዘሎ ደገፍ ሰብኣዊ መሰል ብዝምልከት ኣብ ቀዳማይ ዙር ን4 ነጥብ 5 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመቱ የኽብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት ምስረትኡ የኽብር ኣሎ። እቲ መገዲ ኣየር ቅድሚ 75 ዓመት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ዝተጣየሸላ መዓልቲ ኢያ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1946 ፈላመይቲ ዓለም ለኸ በረራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተበጊሳ ብኣስመራ…
ቢዝነስ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ብማሕበራት ስራሕ ፌዴራል ኣቢሉ ይስራሕ ከምዘሎ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ማሕበራት ስራሕ ፌዴራል ኣይ ኡስማን ሱሩር ገሊፆም። እቶም ዋና ዳይሬክተሩ ምስ ፋና ብሮድካስቲግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ካብ ኣፍረይቲ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መሃብ ኣፍልጦ ሰብ ሞያታት ኪነ-ጥበብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ እንጦጦ መርሃ ግብሪ መሃብ ኣፍልጦ ሰብ ሞያታት ኪነ-ጥበብ ይካየድ ኣሎ። “ንኢትዮጵያ ስለዘገልገልኩምዋ ኢትዮጵያ ተመስግነሁም” ብዝብል ሓሳብ ኢዩ ኣፍልጦ እናተውሃበ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ኪነ-ጥበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ዝተሳተፉ ዜጋታት ወፃኢን ውሽጢ ሃገርን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ምርመራ ገበንን ቢሮ ፋይናንስን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዲቪዥን ምርመራ ዝውውር ገንዘብ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ ገንዘባት ኣብ ምድላው፣ ምግልጋልን ምዝውዋርን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ምርመራ እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ። ፖሊስ ብዝገበሮ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስደተኛታት ኤርትራ ኣገልግሎት ናብ ዝህቡ መዓስከር ጣቢያታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስደተኛታት ኤርትራ ኣገልግሎት ናብ ዝህቡ መዓስከር ጣቢያታት ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ኤጀንሲ ጉዳይ ስደተኛታተን ካብ ስደት ተመለስቲን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ተስፋሁን ጎበዛይ፥ ቅድሚ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ትግራይ ኣብ መዓስከር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋደፊሮ ዝነበሩ 34 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋደፊሮ ዝነበሩ 34 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋፊሮም ዝተረኸቡ እቶም ተጠርጠርቲ፥ ጉጅለ ብምፍጣር ብኣፅዋር ተሓጊዞም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተመዛበልቲ ዕለታዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ብዘላቕነት ንምጥያሽን ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዕለታዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ብዘላቕነት ንምጥያሽን ምስ ክልላት ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፆም ረመዳን ብፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ምትሕዝዛንን ክሓልፍ ይግባእ- ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፆም ረመዳን ብፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ምትሕዝዛንን ክሓልፍ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ ተዛሪቦም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ወርሒ ብፍቕሪ፣…