መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ ይገብር ኣሎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ ይገብር ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብምርካብ ብመርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ…