ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ኣብ ዓለም ልዑል ውፅኢት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ኣብ ዓለም ልዑል ውፅኢት ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ጅማ ሓምለዋይ ኣሰሮም ብምንባር ናይ ሎሚ ዘበን ናይ ሓደ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ…