Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ መገናኛ ውሃ ልማት – ቦሌ ወረዳ 17 ጥዕና ጣቢያ ኣብ ዝተትሐዘሉ በጀት ዓመት ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ መገናኛ ውሃ ልማት - ቦሌ ወረዳ 17 ጥዕና ጣቢያ ኣብ ዝተትሐዘሉ በጀት ዓመት ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ፕሮጀክት መገዲ ቅድም ክብል 800 ሜትሮ ዝኸውን ክፋል እቲ መገዲ…

ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ኣብ ኮሪደር ጁባላንድ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኣገባብ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ኣብ ኮሪደር ጁባላንድ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኣገባብ ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብቲ ቀጠና ብዛዕባ ዘሎ ምንቅስቓስ ፀላኢ ዝተላዘባ እንትኾና፥ ኣብቲ ቀጠና ብሓባር ንምስራሕ ተረዳዲአን። ኣዛዚ ሴክተር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ኣፍሪካ ተኻቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ኣፍሪካ ተኻቲቶም። መፅሄት ኒው ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ኣብ ኣፍሪካ 100 ፈጠርቲ ፅዕንቶ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መፅሄት ዕላዊ…

ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሰንዶካን ኣበበ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅግጂጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሰንዶካን ኣበበ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅግጂጋ ኣቲዩ። እቶም ልኡኻት ኣብ ከተማ ጂግጂጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሑ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ሶማሌ…

ብሰነድ ዝተቐመጠ ብር 23 ነጥቢ 8 ቢሊየን፤ ናብ ገንዘብ ንኽቕየር ኮሚቴ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልዑል ገበርቲ ክፍሊ ብሰነድ ጥራሕ ዘቐመጦ ብር 23 ነጥቢ 8 ቢሊየን፤ ናብ ገንዘብ ንኽቕየር ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት፣ በጀትን ፋይናንስን ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ፥ ስራሕቲ ምንቅስቓስ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ብኣካል…

ኣብ ትግራይ ሰፊሕ ምምዝባል ከምተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ስዒቡ ዓበይቲ ፀገማትን ቅልውላውን ምግጣሙ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ገብረመስቀል ካሳ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ገሊፆም። ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዳርጋ ሙሉእ ንሙሉእ ዝተዛዘመ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 297 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 157 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 297 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 125 ሺሕን 919…

ቦርድ መረፃ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዘውፀኦ መምርሒ ርእይቶ ህዝቢ ንምቕባል ፃውዒት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዝግበር 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝህሉ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዘውፀኦ መምርሒ ርእይቶ ህዝቢ ንምቕባል ፃውዒት ገይሩ። ቀንዲ ዕላማ እቲ መምርሒ ኣብ ከይዲ እዋን መረፃ ዝርገሐ…

ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 85 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 85 ሚሊየን ምሕላፉ ተገሊፁ። ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 85 ሚሊየን 601 ሺሕን 16 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ 1 ሚሊየን 853 ሺሕን 15 ድማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ኣብ…

ውሩይ ዳይና ኩዕሶ እግሪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ዳይነት ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓማውቲ ዝፍለጡ ውሩይ ዓለም ለኻዊ ዳይና ኣለም ንፀብህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊም። ዳይና ኣለም ንፀበህ ፀወታታት ካብ ምምራሕ ጀሚሮም ተዓዛቢ ፀወታታት ብምዃንን ብዙሓት ዳያኔ,ኑ ኣምሂሩ ብምብቃቕ…