ዶ/ር ሊያ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ተዛቲየን
ኮቪድ 19 ከም ሃገር ዝኸፍአ ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ብፍላይ ቁፅሪ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ሰባት ብምውስኹ እዛ ሃገር ብፅኑዕ…