ኣብ ብሪታኒያ ብሰንኪ ዝላባዕ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅየን ንክፀንሓ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሪታኒያ ኣብ ለንደን ዝርከባ ኩልን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ክጅምራ ኣብ ዝቀራረባሉ ዘለዋ እዋን ተዓፅየን ክፀንሓ ወሲኑ።
ብሰንኪ እዚ ድማ ሕንፍሽፍሽ ምፍጣሩ ተሓቢሩ።
እቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ሰዓት ዝተወሰደ ስጉምቲ፥ ኣብታ…