ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ፍርያታት መዓድን ንምትዕድዳግ ዘኽእል ስርዓት ኣሰራርሓ ንምሕንፃፅ ዘኸእል ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ተረባሕቲ ንምግባርን ወፃኢ ንግዲ እዛ ሃገር ንምድንፋዕን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነት ናይ ቻይና ሮኬት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሬት ከምተዓልብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎንግ ማርች ቢ5 ዝተብሃለት ዓባይ ሮኬት ካብ ህዋ ናብ መሬት እናተሓምበበት ከምዝኾነት ተሓቢሩ። ኣብ መሬት እንትት ዓልብ ኣበይ ከባቢ ክትዓርፍ ከምትኽእል ንብዙሓት እናተሓሳሰበ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሬት ክትዓርፍ ኢያ ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣመሓላሊፈን። ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዙ 26 ኣቢያተ ንግዲ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያ ሓገዛ ዘይፈለየትላ መሓዛ ሃገር ኢያ – ዶ/ር ባርናባ ማሪያ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያ ሓገዛ ዘይፈለየትላ መሓዛ ሃገር ከምዝኾነት ሚኒሰስትር ፕሬዚዳንታዊ ጉዳያት ደቡብ ሱዳን ዶክተር ባርናባ ማሪያ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሙሁራት ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሱዳናውያን ምሁራት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሙሁራት ካብ ካርቱም፣ ኣልኒሊን ዩኒቨርሲቲ ሱዳንን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ንኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ትግራይ፣ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን፣ ህዳሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 65 ሚሊየን ዶላር ለቒቑ Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 65 ሚሊየን ዶላር ክልቀቕ ወሲኑ። እቲ ሓገዝ ኣብታ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ምግቢ፣ መፅለሊ፣ ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይን ግልጋሎት ሕክምናን ንኽኽቡ…
ስፓርት ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዋቲት ፅዋዕ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2013 ዓ.ም ኮይና Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ወላይታ ዲቻን ተራኺበን ማዕረ ተፈላሊየን። በ22ኛ ሳምንት የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቡና እና ወላይታ ዲቻ 0 ለ 0 በሆነ አቻ ውጤት ተለያይተዋል።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima May 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ኣብ ባህር ዳር ፈለገ ገነት ቅዱስ ጊዮርጊስ ካቴድራል ቤተክርስቲያን ተፈፂሙ። ኣብቲ ሰርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልል፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ኣባላት…