ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ “ናይ ወርሒ ሸዋል ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስለዘይተረኣየት መበል 1442…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ቴሌኮም ስርዓት ክፍሊት ሞባይል “ቴሌብር” ብዕሊ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም መርሃ ግብሪ ምጅማር ስርዓት ክፍሊት ሞባይል “ቴሌብር” ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር መናእሰይ፣ ደቂኣንስትዮን ህፃናትን፣ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ-ህዝቢ መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሞም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፌርማ ዝተረኸባ ሚኒስትር መናእሰይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሊሽ ፌዴራል በዒድ ኣል ፈጥር ብዘይ ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ፌዴራል ብምውዳድ በዒድ ኣል ፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ መላእ ሀገር ዘሎ ሓይሊ ፖሊስ ፌዴራል ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልላት ብምውዳድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ከም ገለፃ እቲ ፕሮግራም፥ ካልኦት 500 ናይ ፅዕነት መኻይን ተወሳኺ መድሕን ህይወት ምግቢ ብመሓዝ እናተጓዓዓዛ ይርከባ፡፡ እተን መድሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል ዘበናዊ ዱኽዒ ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ፍርያት ሕርሻ 2013/14 ዓ.ም ካብ ሞንጎ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓመድ (መዳበርያ) ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ብርሃነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መምህራን፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኔስኮ ንኢንዱስትሪ ፊልም ኢትዮጵያ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢንዱስትሪ ፊልም ኢትዮጵያ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ብዕሊ ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ፕሮጀክት ኣመልኪቱ ኤክስፐርታት እቲ ፕሮጀክት፣ ተወከልቲ ዩኔስኮ ኣብ ኢትዮጵያን ግብረ ሓይሊ እቲ ፕሮጀክትን ብመርበብ ሓበሬታ ዝተሓገዘ ልዝብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፌሌክስ ሲሼኬዲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንትፌሌክስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ሲሼኬዲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ከባቢያዊ ኩነታት ብምድሃብ ከምዝተላዘቡ እውን ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጆፍሪ ፈልትማንን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ላፔን ተዛቲዮም። እቶም ኮሚሽነርን ኣምባሳደርን፥ ኣብ ሞንጎ ሕብረት…