ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ልዕሊ ብር 8 ሚሊየን ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ፍቼ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 8 ሚሊየን 500 ሺሕን ተኣኪቡ። ኣብቲ እዋን ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ኣብዛ ሃገር ዝስርሑ ስራሕቲ ልምዓት ብንቕሓት ንምስታፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ልኡኽ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ልኡኽ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ተዛቲዮም። ብምክትል ሓላፊ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ኣንድሬ ክሊሞቭ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዘድሊዮም ከባቢታት እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዘድሊዮም ከባቢታት እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኮሚቴ ሚኒስትራት ወሃቢ ምላሽ ህፁፅ እዋን እናተኸታተሎ ዝርከብ ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ተወሳኺ ምርራ ንምግባር 12 መዓልቲታት ንፖሊስ ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ተወሳኺ ምርራ ንምግባር 12 መዓልቲታት ንፖሊስ ፈቒዱ። ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ብዝተጠርጠሩዎ ሕገመንግስቲን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ናይ ምፍታን ገበን ምርመራ እናተገረበሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ዝተፈላለዩ ይስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንክምረቑ ድሉው ንዝኾነ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ክልተ ኣማራፂታት…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 143 ቢሊየን ናብ ሃገር ዝኣተወን ኣብ ቀፃሊ ዝኣቱን ልቓሕን ሓገዝን ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 143 ቢሊየን ናብ ሃገር ዝኣተወን ኣብ ቀፃሊ ዝኣቱን ልቓሕን ሓገዝን ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኢትዮጵያ ካብ ክልተ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት እቶት ልቓሕን ሓገዝን ንመፈፀሚ ፕሮግራማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅናን ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅና ምስ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽሎ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝዘለቐ ጥቡቕ ምሕዝነት ኣብ ውሽጢ ግንዛበ ዘእተወን ብብርኪ ፓርቲ ክስርሑ ዝግበኦም ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ንምምሕያሽ ናብ ተግባር ዝኣተወ ስርዓት ሊዝ ፋይናንስ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ንምምሕያሽ ናብ ተግባር ዝኣተወ ስርዓት ሊዝ ፋይናንስ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ሓቲቱ። ሚኒስቴር ሕርሻ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዙሪያ ሊዝ ፋይናንስ ይዛተ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተገበረ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግናን መንግስቲን ኣብ ቀፃሊ ስረሖም ብዝበለፀ ንኽሰርሑ ዘበረታትዕ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ… Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተገበረ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግናን መንግስቲን ኣብ ቀፃሊ ስረሖም ብዝበለፀ ንኽሰርሑ ዘበረታትዕ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ትምህርቲ 1 ለካቲት 2013 ዓ.ም ክጅነር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራ ብምኽንያት ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ቫይረስኮሮናን ኣብ መቐለ ከተማ ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ 1 ለካቲት 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሰ ኣፍሊጦም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ሰላም…