ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ዝተመርሐ ሉኡኽ ኣብ ማሊ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ወይዘሮ ስመኝ ውቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ኣብ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገረ ማሊ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣካይዱ።
እቲ ጉጅለ ኣብ ካይስ ሪጅን ሳዲዮላ ዝተብሃለ ከባቢ እታ ሃገር ዘሎ መፍረዪ ወርቂ…