ብብር 4 ነጥቢ 6 ቢሊየን እናተሃነፀ ዝርከብ ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ሙዜም ዓድዋ ህንፀቱ ልዕሊ 43 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብር 4 ነጥቢ 6 ቢሊየን እናተሃነፀ ዝርከብ ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ሙዜም ዓድዋ ህንፀቱ ልዕሊ 43 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ።
ናፅነት ኣፍሪካ ኢሉ እውን ናፅነት ኩሎም ፀለምቲ ህዝቢታት ዝዝክር ሙዚየም ዓድዋ በዓል ኣርባዕተ ደብሪን 11 ብሎካትን…