Fana: At a Speed of Life!

ሱዳን ተወሳኺ ሓላፍነት ሰብ ሞያታት ቢጋር እንተዘይተዳሊዩ ልዝብ ክገብር ኣይክእልን ዝብል ቅዋም ምሓዛ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ማይን ሚኒስታራት ጉዳያት ወፃኢን ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ትማሊ ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዞም ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ ኣኼባ፥ ብኣካቢነት ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ…

ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ናይ መወዳእታ ልዑል ወታደራዊ ኒሻን ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ካብ ኢታማዡር ሹም ጅቡቲ ጄኔራል ዘካሪያ ሼህ ኢብራሂም ናይ መወዳእታ ልዑል ወታደራዊ ኒሻን እታ ሃገር ተበርኪቱሎም። ኣብቲ ስነስርዓት ምልባስ ኒሻን ዝተረኸቡ ሓላፊ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሌተናል…

እቲ ሽልማት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰላም እዚ ቀጠና ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ – ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ካብ ህዝብን መንግስትን ጁቡቲ ዝተበረከተሎም ናይታ ሀገር ናይ መወዳእታ ብርኪ ልዑል ኒሻን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰላም እዚ ቀጠና ንዘበርክቶ ዘሎ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ ኢሎም። ካብ…

ኣይተ ኣባይ ወልዱን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተን ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝገበሩ ስጉምቲ ተወሲዱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ዐዓባይ ወልዱን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተን ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ሃገር ንምብትታን ሃቂኖም  ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝገበሩ ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ስጉምቲ ተወሲዱሎም። ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምኽዳዕ ተግባር ተዋፊሮም…

ኣብ ጃፓን ካሊእ ዓይነት ዓሌት ቫይረስኮሮና ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ካሊእ ዓይነት ዓሌት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኺበ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ብሪታኒያን ደቡብ ኣፍሪካን ምስዝተረኸበ ዓሌት ቫይረስኮሮና ብኽፋል ተመሳሳሊ ከምዝኾነ እውን እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ። ሚኒስቴር ጥዕና ጃፓን፥ እቲ ቫይረስ…

ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2013 ዓ.ም ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2013 ዓ.ም ብዘይ ምንም ፀገም ፀፃታ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር ብሰላም ንኽዛዘም፥ ኣስተዋፅኦ ነበርቲ እታ ከተማ፣ ኣካላት ፀፅታ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣዳለውቲን…

ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ካሊድ ዲጆ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክልል ዞባ ስልጤ ወረዳ ዳሎቻ ዝርከብ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ካሊድ ዲጆ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ፕሮጀክት ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለን ሚኒሰስትር ሰላም ወይዘሮ…

ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ መርኣያ ፍቕሪ፣ ዓወት፣ ፍቕሪን መስሕብ ቱሪዝምን ብምዃን ምስሊ ሃገር ሃኒፁ ኢዩ – ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ስፖርት ሓሊፉ መርኣያ ፍቕሪ፣ ዓወት፣ ፍቕሪን መስሕብ ቱሪዝምን ብምዃን ምስሊ ሃገር ምህናፁ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ንመበል 20 ግዘ ዝተኻየደ ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ተዛቲዮም። ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ከባቢ ዶብ ኣድሂቦም ልዝብ ኣካይዶም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥…

ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ንምስራሕ ትሰማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ዘቲዮም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶን ከምኡ እውን ኣመራርሓታት…