ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጉዳይ ዶብ ብዲፕሎማሲያዊን ብዘተን ንኽትፈትሕ ደቡብ ሱዳን ኣተሓሳሲባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጉዳይ ዶብ ብዲፕሎማሲያዊን ብዘተን ንኽፈትሕ ኣተሓሳሲቦም።
ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ኣብ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ኣባል ብዝኾኑ ሻምስ ል ዲን ካባሺ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ቤት ፅሕፈቶም…