ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ህፁፅ ጊዘ ምላሽን ምትካል እግሪን ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ህፁፅ ጊዘ ምላሽን ምትካል እግሪን ኣቕሪቡ።
እቲ ማሕበር ብፀገም ፀፅታ፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ሓደጋ ውሑጅ፣ ኮቪድ 19ን ካልኦት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት…