ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ብምሕባእ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ሓቢኦም ረኺበዮም ዝበሎም ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝሓዞም ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር ዓብደላ ሑመድ፥ እቶም ውለቀሰባት ትማሊ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ፍተሸ ክተሓዙ…
ስፓርት ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ዘእተወ ምድላው ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ይግበር ኣሎ – ኮሚሽን ስፖርት Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ዘእተወ ምድላው ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 እናተገበረታ ምዃና ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ብምኽንያት እቲ ተላባዲ ሕማም ናብ ፀገም ዝኣተወ ስፖርት ንምንቕቓሕ፥ ስፖርታዊ ኩነት ምትእንጋድ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ክልል ሲዳማ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም ብር 10 ነጥቢ 7 ቢሊየን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ክልል ሲዳማ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም እቲ ክልል ብር 10 ነጥቢ 7 ቢሊየን ንኽኸውን ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ባይቶ ክልል ሲዳማ፥ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ዝቕፅ ረቡዕ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ኬሚካል ዝነፅጋ 5 ኣውሮፕላናት ካብ ወፃኢ ንምእታው ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተራኢዩ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ኬሚካል ዝነፅጋ ሓሙሽተ ኣውሮፕላናት ክሳብ ዝቕፅ ረቡዕ ካብ ወፃኢ ንምእታው ፃዕሪ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥ ኣብዚ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሕርሻ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ከምዝስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ኣብ ዝሕግዙ ቀረባት ቴክኖሎጂ፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ምትእስሳር ዕዳጋን ፋይናንስ ክላስተርን ትኹረት ከምዝግበር ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳታት ዶዶታን ሄጦሳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ። እቲ ወፍሪ ፅርየት ንጎሆ ሰዓት 12:30 ዝተሳለጠ እንትኸዉን፥ "ዝተሃነፀት እንበር ዝፈረሰት ሃገር ንትውልዲ ኣይነርክብን" ዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ እንጠጦ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ስነስርዓት ምረቓ ፓርክ እንጠጦ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። “ሸገርን ማስዋብ” ናይ ዝበሃል ፕሮጀክት ሓደ ኣካል ዝኾነ ፓርክ እንጦጦ፥ ሃገራዊ ስያመታትን መሀደስቲ ዓውዲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ፓርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ናዉቲ ደገፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ግሎባል ላይፍ ሼሪንግ ዝተብሃለ ትካል ገባሪ ሰናይ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ናዉቲ ሕክምና ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶከተር ሊያ ታደሰ እቲ ትካል ዝገበሮ ደገፍ ኢትዮጵያ ንዘላቶ ፈታኒ እዋን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 865 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 24 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 865 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዘተኮረ ዘተ ከምዝነበረ ቀዳማይ መኒስትር ኔታንያሁ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌሰቡክ ገፆም ፅሒፎም። ቀዳማይ ሚነሲትር…