ጆ ባይደን ኣብ ባይቶ ኣሜሪካ ጥሒሶም ንዝኣተዉ ደገፍቲ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ቁጠዐኦም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ እቶም ንህንፃ ባይቶ እታ ሃገር ጥሒሶም ዝኣተዉ ደገፍቲ ዶናልድ ትራምፕ ቁጠዐኦም ገሊፆም።
ኣብ’ቲ ናዕቢ ሓንቲ ሰበይቲ ብጥይት ከምዝተቐትለት’ውን ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ነቲ ናዕቢ ከውግዝዎ ድማ…