ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ብምዃኑ ሓጎሶም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ብምዃኑ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሐጎሰኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020…