ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ክልላዊ ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ ኣምሓራን ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ክልላዊ ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ ኣምሓራን ዕላዊ ኮይኑ። ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ደንጉዩ ኣብዚ ዓመት ዝተውሃበ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ውፅኢቱ ዕላዊ ከምዝኾነ ቢሮ ትምህርቲ ክልቲአን ክልላት ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኳታር ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ጉዕዞ ምድርን ባሕርን ከምተልዕሎ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኳታር ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ዲፕሎማሲያዊን ኢኮኖሚያዊን ምቅስቓስ ምድርን ባሕርን ከምተልዕሎ ገሊፃ። እቲ ስጉምቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝካየድ ዋዕላ ወሽመጥ ዓረብ ኣቐዲሙ ዝተወሰደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ቦጂ ዲርመጂ ንኦነግ ሽኔ ኣውጊዞም Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ቦጂ ዲርመጂ ኦነግ ሽኔ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ንዘብፅሖ ጥፍኣት ኣውጊዞም። ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ ጨነቀ ቡልቻ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘግናኒ ተግባር ይፍፅም ምህላዉ ብምግላፅ፥ እቲ ሕብረተሰብ ነቲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሁርሶ እናሰልጠኑ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሁርሶ እናሰልጠኑ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣዛዚ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣብቼ ሓዊሱ ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራሓታት፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንኣፈላላይ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኲናት መፍትሒ ኣይኮነን ኢላ ከምተኣምን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንኣፈላላይ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኲናት መፍትሒ ኣይኮነን ኢላ ከምተኣምን ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዘሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ምስ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ተተሓሒዙ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ኽሕደት ሃገር ተጠርጢሮም ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣመራርሓታትን ጦር መኮንናትን ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብገበን ኽሕደት ሃገር ተጠርጢሮም ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣመራርሓታትን ጦር መኮንናትን ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ፈፌዴራል ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ኮሚሽን ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓልቲ ቤትን ውላድን ኣምባሳደር ስዩም መስፍን 50 ሺሕ ብር ዋሕስ ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቤት ፍርዲ ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ቤት ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ወይዘሮ ፈለገ ህይወት በርሀን ውላዶም ኣግኣዚ ስዩምን 50 ሺሕ ብር ዋሕስ ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቤት ፍርዲ ፈቒዱ። ነዚ ዝፈቐደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ቆፀሮ ጊዘ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተዘዋወረ ዝነበረ 71 ካርቶን መድሓኒት ከምዘሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኮንትሮባንድ እናተዘዋወረ ዝነበረ 71 ካርቶን መድሓኒትን 57 ካርቶን ሽቶን ከምዘሓዘ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ዝኸኣሉ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ከስዕባ ዝኽእል ሃገራዊ ምንጋዕ ኣቐዲሞም ብምርዳእ በቢግዚኡ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንክዋፅኡ ሕቶ ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ከስዕባ ዝኽእል ሃገራዊ ምንጋዕ ኣቐዲሞም ብምርዳእ በቢግዚኡ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንክዋፅኡ ሕቶ ቀሪቡ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብ ሃገራዊ ሰላምን ህዝባዊ ሓድነትን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ መገናኛ ውሃ ልማት – ቦሌ ወረዳ 17 ጥዕና ጣቢያ ኣብ ዝተትሐዘሉ በጀት ዓመት ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ መገናኛ ውሃ ልማት - ቦሌ ወረዳ 17 ጥዕና ጣቢያ ኣብ ዝተትሐዘሉ በጀት ዓመት ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ፕሮጀክት መገዲ ቅድም ክብል 800 ሜትሮ ዝኸውን ክፋል እቲ መገዲ…