Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ትማሊ ኣብ ሰፔን ቫለንሽያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ 14 ፡ 06 ፡ 62 ግዜ ብምዝዛም ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ። እቲ ክብረ ወሰን ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ተታሒዙ ዝፀንሐ እዩ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 892 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 254 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 892 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 80 ሺሕን 895…

ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ በቢብረኩ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምምላስ ምድላዋት እናተዛዘሙ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ በቢብረኩ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምምላስ ምድላዋት እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ኩለን ዩኒቨርሲታት ኣብ ቀረባ እዋን በቢታራ ተምሃሮአን ከምዝቕበላ ዝሓበረ እቲ ሚኒስቴር፥ኣብ…

ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝተትሓሓዘ ብቋንቋ ዓረብ ምስ ዝፅሕፉ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ዳይሬክትር ጀነራል ፓብሊክ ዲፕሎማሲን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝተትሓሓዘ ብቋንቋ ዓረብ ምስ ዝፅሕፉ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ዘተ ተሳሊጡ። ኣበብቲ እዋን ዘተ ኣብ ህልዊ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስን ኣብ ቀፃሊ…

ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝራእቲ የጥቅዕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝራእቲ እናጥቀዐ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ወራር ዕስለ ኣምበጣ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ወረዳታት ራያ ጨርጨር፣ ራያ ኣላማጣ፣ ራያ ዓዘቦን ከምዝተርኣየ ተገሊፁ ኣሎ። ኣብቲ…

መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንኹን ኣቢያተ ትምህርቲ ብናፃ ክወሃብ ኢዩ – ሚኒስትር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ምድላዋት ከምዝዛዘመን ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ስራሕቲ ምምላእ ኣድለይቲ እታወታት እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ስለዝነ ድማ ሚኒስቴር ትምህርቲ ስሩዕ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ ናብ ኩለን መንግስታዊን…

ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ መተሓሳሰቢ እናኾነ ይመፅእ ስለዘሎ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ሕብረተሰብ ኣካል ወፍሪ ምክልኻል ንኽኸውን ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ መተሓሳሰቢ እናኾነ ይመፅእ ስለዘሎ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ሕብረተሰብ ኣካል ወፍሪ ምክልኻል ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ፀዊዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ጉጅለ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጎርጎራ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ከባቢ መተግበሪ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ኣሳሊጦም። ብብርኪ ሃገር ኣብ ሰለስተ መባፅሕቲ ቦታታት ብብር ሰለስተ ቢሊየን ንምልማዕ መርሃ ግብሪ መተኣኻኸቢ እቶት እናተሳለጠ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ውሽጢ ማእኸል ንግዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ውሽጢ ማእኸል ንግዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 9 ደምበል ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ውሽጢ ሓደ…

ብብር 28 ሚሊየን ወፃኢ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝተሃነፀ ብሄራዊ ቤተፈተነ ምርምር ጣፍ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሙሉእ ሓገዝ ኤጀንሲ ትራንፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝተሃነፀ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ህንፃ ብሄራዊ ማእኸል ቤተፈተነ ምርምር ጣፍ ተመሪቑ። ብር 28 ሚሊየን ወፃኢን ሰለስተ ዓመትን ዝወደአ እቲ ማእኸል፥ ዝተማልአ ዘፈር…