ኣብ ትግራይ ሰላምን ምርግጋዕን ንከይህሊ ዝንቀሳቐሱ ዝተወሰኑ ኣባላት ዲያስፖራ ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ-ዶክተር ሙሉ ነጋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰላምን ምርግጋዕን ንከይህሊ ዝንቀሳቐሱ ዝተወሰኑ ኣባላት ዲያስፖራ ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ሙሉ ነጋ ገሊፆም።
እቶም ኣባላት ዳያስፖራው፥ መንግሥቲ ኣብ ትግራይ ክልል…