ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንኽባር መሰላት ኣእምሮኣዊ ንብረት መራኸብቲ ሓፋሽ ብፂሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ምንኽባር መሰላት ኣእምሮኣዊ ንብረት መራኸብቲ ሓፋሽ ብፂሒቶም ንኽዋፅኡ ቤት ፅሕፈት ኣእምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ሓቲቱ። እተ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብ እንታይነት ምልክት ንግዲ፣ ፓተንት፣ ቅዳሕን ተዛመድቲ መሰላትን ኣመልኪቱ ንሰብ ሞያታት መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ን35 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ኢትዮጵያዊ ምትሕብባርን ሓድነትን ዘድሃበ ስልጠና ክወሃቦም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ን35 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ኢትዮጵያዊ ምትሕብባርን ሓድነትን ዘድሃበ ስልጠና ከምዝወሃብ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ንኣመራርሓታት ኣባላት ቀዋሚ ቆሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ስልጠና እናተውሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ ብር 471 ሚሊየን ብዕድጊት ቦንድ ህያብን ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ ብር 471 ሚሊየን ብዕድጊት ቦንድ ህያብን ተኣኪቡ። እቲ ብር 471 ሚሊየን ፅዋዕ ግድብ ህዳሰ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ዝፀንሐሎም 25 መዓልቲታት ዝተኣከበ እንትኸውን፥ እቲ ፅዋዕ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ዜጋታት መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ካብ ዝነበሩ ዕጡቓት እቶም 17 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ዜጋታት መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ካብ ዝነበሩ ዕጡቓት እቶም 17 ብምትሕብባር ሕብረተሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ መምርሒ ፀረ ሽምቅን ፍሉይ ሓለዋ በታኒ ኣድማን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህልውና ግድብ ህዳሰ ንምሕላው ኩሉ ሰብ ኣብ ሓለዋን ልምዓትን ሃፍቲ ተፍጥሮ ርብርብ ክገብር ከምዝግባእአ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህልውና ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምሕላው ኩሉ ሰብ ኣብ ሓለዋን ልምዓትን ሃፍቲ ተፍጥሮ ርብርብ ክገብር ከምዝግባእአ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣገኘሁ ተሸገር ኣተሓሳሲቦም። ቢሮ ሕራሻ ክልል ኣምሓራ፥ ስራሕቲ ሓለዋን ልምዓትን ሃፍቲ ተፈጥሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ንኦነግ ሽኔ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ንኦነግ ሽኔ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ዞባ ወረዳታት ጊምቢ፣ ጃርሶን ቦጂ ጮቆርሳን ነበርቲ ኦነግ ሸኔ ብምውጋዝ ኢዮም ሰልፊ አካይዶም። እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ንዘብፀሖ ጥፍኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሲዳንን ግብፂን ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ብኣተሓባባራይነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን እቲ ቢሮን ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፀውዐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ መንግስታዊ መሓውር ዳግም ይጣየሸ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ መንግስታዊ መሓወር ዳግም ናይ ምጥያሽን ዝዓነወ መሰረተ ልምዓት ናብ ዝነበሮ ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ግዝያዊ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሚልዮን ኣብርሃ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሚሊዮን ንጋዜጣ ወጋሕታ ከምዝገለፅዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ምስ ተቛራፂ ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ምስ ተቛራፂ ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት መስመር ባቡር ኣብ ኣዋሽ መስ ዝርከብ ዴፖ መፃረዪ ነዳዲ ዘራኽብ እንትኸውን፥ ንኣገልግሎ መፅዓኒን መራገፈን ዘድሊዩ ህንፀት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ብሪታኒያ ብሰንኪ ዝላባዕ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅየን ንክፀንሓ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሪታኒያ ኣብ ለንደን ዝርከባ ኩልን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ክጅምራ ኣብ ዝቀራረባሉ ዘለዋ እዋን ተዓፅየን ክፀንሓ ወሲኑ። ብሰንኪ እዚ ድማ ሕንፍሽፍሽ ምፍጣሩ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ሰዓት ዝተወሰደ ስጉምቲ፥ ኣብታ…