Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ መተከል ይውሰድ ብዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዕጡቓት ሓይሊታት ኢዶም ይህቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከልል ቤኒሻንጉል ጉመዝ ዞባ መተከል ይውሰድ ብዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዕጡቓት ሓይሊታት ኢዶም ይህቡ ከምዘለዉ ብቐዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ። ነቲ ምኽባር ሕጊን ዓውዲ ፀፅታን ዝመርሑ ሌተናል ጀኔራል…

ሩሲያ ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምእትገብር ኣብ ኢትዮጵያ የሩሲያ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኢቭጌት ተረኪን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር መነግስቲ ኣብቲ ክልል ዝገበሮ ሕጊ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውናን…

ብሪታኒያ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ካብ ሕብረት ኣውሮፓ  ብዕሊ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት 2021  ካብ ሕብረት ኣውሮፓ  ብዕሊ ተፈልያ ሓድሽ መገዲ ከምዝጀመረት ተገሊፁ። እታ ሃገር ሓሙስ ናብ ዓርቢ ኣብ ዘውገሓሉ ዕለት ካብ ለይቲ ሰዓት ሓሙሽተ ጀሚሩ ንሕግታት ሕብረት ኣውሮፓ ምስዓብ ደው ከምዘበለት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቕተልቲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈፀመ ገበን ምግጣሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቕተልቲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈፀመ ገበን ምግጣሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ መቕተልቲ ስዒቡ ብዘጋጠመ ምንጋዕ ፀፅታ ዝተሳተፉ ሰባትን ጉጅለታትን ኣብ ልዕሊ ስቪል…

ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ 48 ሹቓት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ 48 ሹቓት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኢንስፔክተር አጃናው አዲስ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ጉልት ኣብ ዝበሃል ኣዳራሽ ዕዳጋ ኢዩ ኣጋጢሙ ኢሎም።…

ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክበኖሎጂ፣ ምህንድስና፣ ጥበብን ሒሳብን ኣቢሎም ዝቐርቡ ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ከምዝተሰናድአ ኣፍሊጡ። እቲ መምርሒ እቶም ተምሃሮ ስራሕቲ ምህዘኦም ንከቕርቡን ተዓወትቲ…

ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ፅምብል ሓድሽ ዓመት 2021 ደብዚዙ ይብዓል ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምሉእ ዓለም ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ሰባት ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ከይተኣኻኸቡ ዝኽልክል እገዳታት ብምህለው ዳርጋ ንፈለማ እዋን እቲ ፅምብል ሓድሽ ዓመት 2021 ደብዚዙ ይብዓል ከምዘሎ ተገሊፁ። ካብ ኣውስትራልያ ከተማ ሲድኒ ክሳብ ኒውዮርከ…

ከተማ መቐለ ኣብ ዘተኣማምን ሰላምን ምርግጋእን ከምትርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ መቐለ ኣብ ዘተኣማምን ሰላምን ምርግጋእን ከምትርከብ ናይታ ከተማ ቤት ፅሕፈት ኮምኒኬሽን ኣፍሊጡ። ኣብ ናይቲ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንግዲ ፅዕንቶ ዘብፅሐ ምቕያር ባጤራ ባንክታት ስራሕ ካብ ዝጀመራሉ መዓልቲ ጀሚሩ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ኣብ…

ህወሓት ብፅልኢ ተሃኒፁ ብፅልኢ ዝፈረሰ ውድብ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 50 ዓመታት ምስ ደርጊ ጥራሕ እንተይኾነስ ምስ ብዙሓት ፓርትታት ከምዝተፃለአን ኸዚ እውን እዚ ባህሪኡ ዝተረአየን ብፅልኢ ተሃኒፁ ብፅልኢ ዝፈረሰ ውድብ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመተ 2021 ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ተስፋን ሕውነትን…