ቤት ምኽሪ ሰላም ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዳሜራ፣ መስቀልን ኢሬቻን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሰላም ምምሕር ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዳሜራ፣ መስቀልን ኢሬቻን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ እቶም በዓላት ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ።
ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ ቤት…