ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘፈር ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምስፋሕ ምስ ብራዚል ከምትሰርሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘፈር ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምስፋሕ ምስ ብራዚል ተሓባቢራ ከምትሰርሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ገሊፆም። እቶም ኣካቢ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ኣቪ ፔድሮሶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ቤት ትምህርቲ ንመለስ ዝብል ወፍሪ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ቤት ትምህርቲ ንመለስ ዝብል ወፍሪ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ካብ ቤት ትምህርቲ ዝተረፉ ተምሃሮ ናብ ትምህርቶም ኣብ ዝምለሱሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ብመርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዴን ሓዊሱ 7 ላዕለዎት መኮንናት ጦር 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብገበን ክሕደት ሃገርን ሕገ-መንግስቲን ሕገመንግስታዊ ስርዓት ምፍራስን ዝተጠርጠሩ እኒ ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዴን (ወዲ ነጮ) ሓዊሱ 7 ላዕለዎት መኮንናት ጦር 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ንፖሊስ ፈቒዱ። እቲ መጋባእያ ንሎሚ መዓልቲ ብይሕደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ግርማ ተመስገን ምስ ሓላፊ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ቱርክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣምባሳደር ግርማ ተመስገን ምስ ሓላፊ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ቱርክ ኣኪፍ ካጋታይ ኪሊክ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ግርማ ኣብ ዘተኦም፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝምልከት መብርሂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞበ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ተተሓሒዙ 7 ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞበ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ተተሓሒዙ ሸውዓት ዝኾኑ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል ኣፍሊጡ። እቲ ኮማንድ ፖሰት፥ ኣብቲ ዞባ ምስ ዝተፈጠረ ፀግም ተተሃሒዙ ኢዶም ኣለዎ ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ምክትል ሓላፊ ሎጂስቲክስ እዚ ሰሜን ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ከድር መኽዚን ኣፅዋር ኣበይ ከምዝርከብ ንጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ሓበሬታ ይህቡ ከምዝነበሩ… Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ሓላፊ ሎጂስቲክስ እዚ ሰሜን ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ከድር ኣራርሶ መኽዚን ኣፅዋርን ተተኮስቲ መሳርሒታት ኲናትን ኣበይ ከምዝርከቡ ንጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ሓበሬታ ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፥ ኣፅዋራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ወፃኢ ንምውፃእ እናተዳለዉ ዝነበሩ 45 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ ገንዳ ውሃ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ወፃኢ ንምውፃእ እናተዳለዉ ዝነበሩ 45 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ዋና ኢንስፔክተር ወርቁ ጫኔ፥ ኣብ ትሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ብዘላቕነት ንምምራሕ ዘኽእል መሪሕ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ብዘላቕነት ንምምራሕ ዘኽእል መሪሕ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ። ኮርፖሬሽን ልምዕታ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ፥ ምዕባለ ዘፈር ኢንዱስትሪ ንምዕዋትን ንምምራሕን ዘኽእል ሃገራዊ ፀብፃብ ረቂቕ ስፓሻል መፅናዕቲ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዘድሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ፍሉጥ ዝኾነ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማእኸል ከተማ ዋሸንግተን ዲሲ ዩስትሪት እናተብሃለዝ ዝፍለጥ ውሩይ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ። እዚ ንኽዕወት ድማ ፈተውቲ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ወገናት ን20 ዓማውቲ እንተይሰልከዩ ከምዝደኸሙ ተገሊፁ፡፡ እዚ ብምርኣዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ደ,ጉዳያት ወፃኢን ዳይሬክተር ጀነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቡ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ምስቲ መተሓባበርቲ እቲ ጉጅለ ሓቢርካ ምስራሕ…