ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ፣ ኣርቲስትን ተመራማሪ ቋንቋን ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ፣ ኣርቲስትን ኣብ ምዕባለ ቋንቋ ኣፋን ኦሮሞ ልዑል ኣስተዋፅኦ ዝገበረ ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ካብ ዝሓለፈ ክራማት ጀሚሩ ብዘጋጠሞ ፀገም ጥዕና ክትትል ሕክምና እናገበረሉ ደሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ምሸት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ሉእላዊ ቤት ምኽሪን ወተሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሽግግርን ሌ/ጄ መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 አዲስ አበባ፣ታህሳስ 13፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ሉእላዊ ቤት ምኽሪን ወተሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሽግግርን ሌተናንት ጄኔራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ተዛቲዩ። ኣብ ሱዳን ካርቱም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(አይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ ድኻን ሃፍታምን ዘሎ ኣፈላላይ ናብራ ብዛዕባ ምፅባብን ብምኽኒያት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 290 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 347 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 290 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 120 ሺሕን 638…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእምት ብውሑዳት ተወኒኑ እንተፀንሐ እዉን ሃፍቲ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ስርሑ ንክቕፅል መንግስቲ ከምዝወሰነ ዶከተር ኣብረሃም በላይ ኣፍልጦም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትእምት ብውሑዳት ተወኒኑ እንተፀንሐ እዉን ሃፍቲ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ስርሑ ንክቕፅል መንግስቲ ከምዝወሰነ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ዶከተር ኣብረሃም በላይ ኣፍልጦም። ዶክተር አብርሃም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ጋዝጣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊዝያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ እታ ከተማ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ተዛቲዩ፡፡ እቶም አባላት ማሕበረብ ንግዲ ኣብታ ከተማ ዝተፈጠረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ብምጥቃም ናብ ስረሖም ብሙሉእ ዓቕሞም ንክምለሱ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መበል ካልአይቲ ሳተላይት አሐንቢባ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢቲ ስማርት አር ኤስ ኤስ ( ET-Smart-RSS ) ሳተላይት አሐንቢባ። ስፔስ ሳይንስን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ከምዝበሎ እታ ሎሚ መዓልቲ ተሓንቢባ ዘላ ሳተላየት መበል ካልአይቲ ኢያ። “ኢቲ ስማርት” ዝብል ስያመ ዝተውሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጊዝኦም ዝሓለፎም ኮሚቴ መራኸብቲ ሬዲዮ ብምጥያሽ ንፀረ ሰላም ጉጅለ ህወሓት ዝለኣኹ መኮንናት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዴ ሓዊሱ 7 መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል አራዳ ምድብ መጋባእያ ቀዳማይ ጊዜ ቆፀሮ ብምቕራብ ጉዳዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ኣቋሪፁ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ብምኽኒያት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ኣቋሪፁ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ሕብረት ኣውሮፓ ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብጡሮታ ዝተሰናበቱ ኣባላት ብምትሕብባርን ብምምልማልን ናብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ንክሕወሱ ክገብሩ ዝፀንሑ ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ… Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብጡሮታ ዝተሰናበቱ ኣባላት ብምትሕብባርን ብምምልማልን ናብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ንክሕወሱ ክገብሩ ዝፀንሑ ኣርባዕተ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ ሕገ መንግስቲን ሕገ…