Fana: At a Speed of Life!

ናብ ቤት ትምህርቲ ንመለስ ዝብል ወፍሪ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ቤት ትምህርቲ ንመለስ ዝብል ወፍሪ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ካብ ቤት ትምህርቲ ዝተረፉ ተምሃሮ ናብ ትምህርቶም ኣብ ዝምለሱሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ብመርበብ…

ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዴን ሓዊሱ 7 ላዕለዎት መኮንናት ጦር 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብገበን ክሕደት ሃገርን ሕገ-መንግስቲን ሕገመንግስታዊ ስርዓት ምፍራስን ዝተጠርጠሩ እኒ ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዴን (ወዲ ነጮ) ሓዊሱ 7 ላዕለዎት መኮንናት ጦር 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ንፖሊስ ፈቒዱ። እቲ መጋባእያ ንሎሚ መዓልቲ ብይሕደር…

ኣምባሳደር ግርማ ተመስገን ምስ ሓላፊ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ቱርክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣምባሳደር ግርማ ተመስገን ምስ ሓላፊ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ቱርክ ኣኪፍ ካጋታይ ኪሊክ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ግርማ ኣብ ዘተኦም፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝምልከት መብርሂ ሂቦም።…

ኣብ ዞበ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ተተሓሒዙ 7 ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞበ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ተተሓሒዙ ሸውዓት ዝኾኑ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል ኣፍሊጡ። እቲ ኮማንድ ፖሰት፥ ኣብቲ ዞባ ምስ ዝተፈጠረ ፀግም ተተሃሒዙ ኢዶም ኣለዎ ብዝብል…

ፖሊስ ምክትል ሓላፊ ሎጂስቲክስ እዚ ሰሜን ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ከድር መኽዚን ኣፅዋር ኣበይ ከምዝርከብ ንጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ሓበሬታ ይህቡ ከምዝነበሩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ሓላፊ ሎጂስቲክስ እዚ ሰሜን ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ከድር ኣራርሶ መኽዚን ኣፅዋርን ተተኮስቲ መሳርሒታት ኲናትን ኣበይ ከምዝርከቡ ንጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ሓበሬታ ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፥ ኣፅዋራት…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ወፃኢ ንምውፃእ እናተዳለዉ ዝነበሩ 45 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ ገንዳ ውሃ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ወፃኢ ንምውፃእ እናተዳለዉ ዝነበሩ 45 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ዋና ኢንስፔክተር ወርቁ ጫኔ፥ ኣብ ትሕቲ…

ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ብዘላቕነት ንምምራሕ ዘኽእል መሪሕ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ብዘላቕነት ንምምራሕ ዘኽእል መሪሕ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ። ኮርፖሬሽን ልምዕታ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ፥ ምዕባለ ዘፈር ኢንዱስትሪ ንምዕዋትን ንምምራሕን ዘኽእል ሃገራዊ ፀብፃብ ረቂቕ ስፓሻል መፅናዕቲ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዘድሃበ…

ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ፍሉጥ ዝኾነ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማእኸል ከተማ ዋሸንግተን ዲሲ ዩስትሪት እናተብሃለዝ ዝፍለጥ ውሩይ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ። እዚ ንኽዕወት ድማ ፈተውቲ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ወገናት ን20 ዓማውቲ እንተይሰልከዩ ከምዝደኸሙ ተገሊፁ፡፡ እዚ ብምርኣዮም…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ደ,ጉዳያት ወፃኢን ዳይሬክተር ጀነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቡ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ምስቲ መተሓባበርቲ እቲ ጉጅለ ሓቢርካ ምስራሕ…

286 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)286 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። መንግስቲ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ፤ ብፍላይ ድማ ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስርሑ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 286 ዜጋታት…