ሓይሊ ኮማንዶ ኮንክሪት ምሽጋትን ኣፀገምቲ ጎቦታትን ብምስባር ተስፋ ጉጅለ ህወሓት ዘፀልምት ስራሕ ከምዝሰርሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኮማንዶ ሰራዊት ምክልኻል፥ ሃገር ጉጅለ ትህነግ ኣብ ዝተኣማመነሎም ኮንክሪት ምሽጋትን ኣፀገምቲ ጎቦታትን ብምስባር ተስፋ እቲ ጉጅለ ዘፀልምት ስራሕ ከምዝሰርሐ ኣዛዚ ኮማንዶ ፍሉይ ወፍሪ ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከማል በሪሱ ኣፍሊጦም።…