ኣብ ገዛ ብገበን ክሕደት ሃገር ዝተጠርጠሩ ጦር መኮንናት ብዝተገበረ ብርበራ ኣብ ኢድ ውልቀሰባት ክተሓዙ ዘይግበኦም መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ገዛ ብገበን ክሕደት ሃገር ዝተጠርጠሩ ጦር መኮንናት ብዝተገበረ ብርበራ ኣብ ኢድ ውልቀሰባት ክተሓዙ ዘይግበኦም መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም።
ከሓዲ ጉጅለ ህወሓት ከም ሃገር ናዕቢን ጎንፂን ንምብፃሕ ሓሲቦም ነዊሕ ዓማውቲ ብምድላው መጥቃዕቲ ምብፃሕ…