ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዘድልዮም ሰባት ቁፀሪ ናብ 16 ሚሊየን ክብ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዘድልዮም ሰባት ቁፀሪ ናብ 16 ነጥቢ ሚሊየን ክብ ከምዝበለ ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ካልኦት ሓገዝቲ ኣካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዓልቲ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል ኣብ መዓልቲ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ንምፍራይ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ። ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ምስፍሕፍሑ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ማስክ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝወድኡ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ኣሰናቢተን Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝወድኡ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ቤንጌት ቫንን ኣሰናቢተን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣምባሳደር ቤንጌት ቫንን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ብምምስጋን ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሽሕን 187 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…
ቢዝነስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ – ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ-ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ። 1 ሺሕን 520 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎን ኣዲስ ኣበባን ካርቱምን ዘረኽብን እቲ ፕሮጀክት፥ ንኽህነፅ ብመንግስታት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ናብ 10 ሺሕ ዝፅግዑ ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሰብ መዚ ህንዲ ኣፍሊጦም። ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ተኸታታሊ ዘተ ንምግባር ኣብ ስምምዕነት በፂሐን Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልኢት ማይን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሰለስተኣዊ ዘተ ተሳሊጡ። ብብርኪ ሚኒስትራት ማይ ብመርበብ ሓበሬታ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ክሳብ ዝቐፀለ እዋን ኩሎም ባይቶታት ፌዴራልን ክልልን ስረሖም ይቐፅሉ ብዝብል ዝቀረበ… Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 5ይ ዘበነ ፓርላማ 5ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናካየደ ይርከብ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን መንነትን እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ምንዋሕ መረፃ ተተሓሒዙ ዝቐረበሉ ሕቶ ሕገ-መንግስታዊ ትረጉ ኣብ ትሕዝቶ…
ኮሮናቫይረስ ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ኣብ ኢኒስቲትዩት ምርምር ጥዕና እቲ ክልልን ማእኸል መመርመሪ…
ቢዝነስ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ ኣብ…