ርኢቶ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ስርዓት ዘይብሉን ሓደገኛን ኢዩ – ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ኣባላት ኮንግረስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ኮንግረስ ፀለምቲ ዝሓዘ ጥምረት ብላክ ኮከስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ግድብ ህዳሰ ተተሓሒዙ ንግብፂ ወጊኖም ዝሃቡዎ ርኢቶ ኮኒኑ።
ኣባላት እቲ ጥምረት ኣብ ዘውፀኡዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ዘካይደኦ…