Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ኬኒያ ዘዳለዎም መወሸቢ ማእኸላትን ሆስፒታላትን ብሕሙማት ቫይረስኮሮና ከምዝመልኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትሪ ጥዕና ኬንያ መንግስቲ ዘዳለዎም መወሸቢ ማእኸላትን ሆስፒታላትን ብሕሙማት ቫይረስኮሮና ስለ ዝመልኡ ኣብ ቀረባ ኣብ ገዛ ገዛ ዝወሃብ ኣገልግሎት ሕክምና ኮቪድ-19 ክጅምር እየ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር፥ ሆስፒታላት ኣጋጢሙወን ዘሎ ፀገም ንምቅላል…

ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ቅርሕንቲ ናይ ምፍጣር ዓላማ ኣይብላን-ቀ/ሚ ሃምዶክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ምስ ብሄራዊ ጣቢያ ቴሌቭዥን እታ ሃገር ኣብ ዝነበሮም ቃለ መሕትት “ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ቅርሕንቲ ናይ ምፍጣር ዓላማ ኣይብላን” ክብሉ ገሊፆም። ምስ ዶብ ኢትዮጵያ ብዝተተሓሓዘ ዝተፈለየ ፀገም ዶብ የለን ዝበሉ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጄምስ ሞርጋን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ጄምስ ሞርጋን ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥ ደቡብ ሱዳን ንብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ኣብ ዝኾነ ይኹን ተግባር ኢዳ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሕዚ 1 ሺሕን 343 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሕዚ 1 ሺሕን 343 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ቫይረስ ካብ ዝተረኸቦም ሰባት ውሽጢ እቶም 138 ሰባት ካብ ኣዲስ ኣበባ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ ኢዩ። ቢሮ ጥዕና…

መኸተና ንኩለመዳያዊ ዓወታትና – መንግስትን ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ “መኸተና ንኩለመዳያዊ ዓወታትና” ክኸውን ይግባእ ክብል ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብ መልእኽቱ፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምምካት ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብፍላይ ድማ ብመንግስቲ…

ኤጀንሲ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ንዝርከቡ ሰባት ዝኾኑ 6 ሽሕ መፃሕፍቲ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ንዝርከቡ ሰባት ዝኾኑ 6 ሽሕ መፃሕፍቲ ንሚኒስቴር ጥዕና ለጊሱ። እቶም መፃሕፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ዝተፅሓፉ እንትኾኑ፥ ናብ ፈሊኻ መእተዊ ዝኣትዉ ሰባት ኣብ ግዘ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 169 ሰባት እንትርከቡ 1 ሰብ ድማ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 798 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 169 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነ እውን ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…

ኣብ ቻይና ቫይረስ ኮሮና ኣብ ማሕበረሰብ እናተዘርገሐ ከምዘይኮነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ዝነበሮ ዝርገሐ ምቁፅፃር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ትማሊ ድማ ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ዝተትሓዘ ዝኾነ ይኹን ሰብ ኣይተመዝገበን ተባሂሉ። ዝሓለፈ ረቡዕ 26 ጉንበት…

ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ደም ናይ ምልጋስ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ደም ናይ ምልጋስ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ፀዊዐን። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ደም ተረኺቦም ደም ለጊሶም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ሃገር ለኸ ምርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ሃዋሳ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ወፍሪ ምርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ሃዋሳ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ብሓባር ብምዃን ኢዮም ኣብ እምባ ታቦር እቲ ወፍሪ…