ልዕሊ 16 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 16 ሚልየን ብር ንላዕሊ ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒት ናይ ሕክምና መገልገሊ ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ።
ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድማ ክከፋፈል እዩ ተባሂሉ።
እቲ መድሓኒት ናብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታልን ጣብያ ጥዕናን ክከፋፈል እዩ።…