ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ዘይነበሮም ነባር ትሕዝቶታት መሳጊድ 70 ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ዘይነበሮም ነባር ትሕዝቶታት መሳጊድ 70 ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ኣረኪቡ።
ስነ - ስርዓት ርኽክብ መህነፂ ቦታ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ መስጊድን ማእኸል ምርምርን እውን ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።…