መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ክትበፅሖ ዝሃቀነቶ ራእይ ንምዕዋት ዘኽእል ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ክትበፅሖ ዝሃቀነቶ ራእይ ንምዕዋት ዘኽእል ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ማህበረሰብ ዲፕሎማሰኛታትን፤ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት…