ዓለም ለኻዊ ዜናታት መሓመድ ሑሴን ሮብሌ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ንመሓመድ ሑሴን ሮብሌ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ገይሮም ሾይሞምዎም። መሓመድ ሑሴን ሮብሌ፥ ብዘለዎም ፍልጠት፣ ልምዲን ክእለትን ዝተመረፁ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተወሳኺ 25 ጊጋ ዋት ሓይሊ ንምፍልፋል ፎርቲስኪው ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን 25 ጊጋ ዋት ተወሳኺ ሓይሊ ንምፍልፋል ፎርቲስኪው ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ተዛቲዩ። እቲ ትካል 15 ጊጋ ዋት ካብ ፍልፍል ሓይሊ ማይ፤ 10 ጊጋ ዋት ድማ ካብ ጂኦተርማል ንምፍልፋል 10 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቅድመ ኹነት ብምምላእ ምክያድ ከምዝከኣል ሚኒስቴር ጥዕና ምኽረ-ሓሳብ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቅድመ ኹነት ብምምላእ ምክያድ ከምዝከኣል ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ምኽረ-ሓሳብ ኣቕሪቡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 3ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ የሳልጥ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 689 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 605 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 66 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእምት ንመባእታዊ ሆስፒታል እንትጮ ዝውዕል ብር 20 ሚልየን ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምግባረ-ሰናይ ትእምት ንህንፀት መባእታዊ ሆስፒታል እንትጮ ዝኸውን ብር 20 ሚሊየን ሓገዝ ገይራ። መባእታዊ ሆስፒታል እንትጮ ብምትሕብባር መንግስትን ህዝብን ዝተጀመረ ፕሮጀክት እዩ። እቲ ፕሮጀክት ኣብዚ ሐዚ እዋን መብዛሕቱ ስራሕቲ ስትራክቸር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ትግራይ ብምኽኒያት ምዕልቕላቕ ውሑጅ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ነበርቲ ክልል ዓፋር ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብምኽኒያት ሓደጋ ውሑጅ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ነበርቲ ክልል ዓፋር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት እታዎታት ምግቢን ናውቲን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምግባረ-ሰናይ ትእምት ምስ ትራንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልልን ኣብ’ዛ ሃገር ዘጋጠመ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲን ብዝምልከት ገምጊሞም Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተፈላለዩ ክልልት እዛ ሃገር ጉድኣት ዘብፅሐ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲን ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ገምጊሞም። ኣብ'ቲ መድረኽ ገምጋም፥ ልዑል ምዕልቕላቕ ውሑጅ እንተጋጠመ እውን ምንም ዓይነት ሕልፈት…
ኮሮናቫይረስ ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 30 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 30 ሚሊየንን 62 ሺሕን 255 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ክሳብ ሐዚ ብዘሎ መረዳእታ 945 ሺሕን 542 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም እንትስእኑ፥ 21 ሚሊየንን 819 ሺሕን 114 ድማ ካብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ክሲ ተመስሪቱሎም Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ኣዋጅ ምምሕዳር መሳርሒ ኲናት 1177/2012 ዓንቀፅ 22 ንኡስ ዓንቀፅ 3 ብምትሕልላፍ ዘይተፈቐደ መሳርሒ ኲናት ብምሓዝ ገበን ክሲ ቀሪቡሎም። እቲ ክሲ ብላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሳልሳይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ። ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዝበሎ፥ እቲ ባይቶ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ክዛተ ኢዩ። ብመሰረት እዚ መበል…