Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ማሕበራዊ ዘፈር ዘድሀበ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ‎

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ተግባራት ማሕበራዊ ዘፈር ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ፡፡

“ዝላ ማሕበራዊ ልምዓት ንህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሰናደአን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ማህበራዊ ዘፈር ዝተመዝገቡ ዓበይቲ ውፅኢታት ከምዝቐርቡ ተገሊፁ፡፡

‎እቲ መድረኽ ብፍላይ ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ክእለት ዝመርሖ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ባህሊ፤ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ከምኡ እውን ኣብ ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ብስፍሓት ዝትንተኑሉ ከምዝኾነ እውን ቤት ፅሕት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.