ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ስራሕቲ ኣርኪዮሎጂ ስግኣት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ስራሕቲ ኣርኪዮሎጂ ስግኣት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ። ኣብዚ ወርሒ ብዝወቕዕ ዘሎ ብርቱዕ ዝናብ ፈለግ ኒል (ናይል) ልዕሊ ዓቕን ስለዝመለአ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ርእሰ ከተማ ካርቱም ዝርከብ ኣገዳሲ ጥንታዊ ቦታታት በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ኣምባሳደራት ኮይና ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢራ ውዒላ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰለስተ ጳጉሜን መዓልቲ ኣምባሳደራት ኮይና “ኣነ እውን ንኸተማይ ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተኸቢራ ውዒላ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባባሪ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ እቲ ምምሕዳር…
ኮሮናቫይረስ ዓለም ኣብ ቀፃሊ ክውላዕ ንዝኽእል ለበዳ ሕማም ብዘሐሸ መልክዑ ክትዳሎ ኣለዋ – ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ኣብ ቀፃሊ ክውላዕ ንዝኽእል ለበዳ ሕማም ብዘሐሸ መልክዑ ንባዕላ ክተዳሉ ከምዝግባእ ዋና ዳይሩክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣተሓሳሲቦም። ዶክተር ቴድሮስ አድሓኖም ትማሊ ኣብ ዝሃቡዎ መዓልታዊ መግለፂ፥ ሃገራት ኣብ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንለበዳ ቫይረስኮሮና ብዘየቃልዕ መገዲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ተኻይዱ-ሚኒስቴር ትምህርቲ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ብዘየቃልዕ መገዲን ብጥንቃቐን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ ሓዱሽ ዓመት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ምክያዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ሚሊዮን ማቲዎስ፥ ምዝገባ ተምሃሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ኣይተጃዋር ሓዊሱ ክሳብ ታራ ቁፅሪ 10 ዘለዉ ተጠርጠርቲ ዓቃቢ ሕጊ ክሳብ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሲ ንኽምስርት ብይን ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ፤ ኣብ ልዕሊ ኣይተጃዋር ሓዊሱ ክሳብ ታራ ቁፅሪ 10 ዘለዉ ተጠርጠርቲ ዓቃቢ ሕጊ ክሳብ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሲ ንኽምስርት ብይን ሂቡ። እቲ ቤት ፍርዲ፥ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ጃዋር መሓመድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ከካይዱዎ ዝቐነዩ ዓመታዊ ኣኼባ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ንዝሓለፉ 15 ተኸታተልቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 15 ሰባት ድማ ህይወቶመ ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 449 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም 600 ሺሕ ዜጋታት ሰብኣዊ ርዳእታን ሓገዝን ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም 600 ሺሕ ዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ርዳእታን ሓገዝን እናተገበረ ከምዝኾነ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ካብ በዓል መዚ ልምዓት ተፋሰሳት፣ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንዜጋታት ኢትዮጵያ ብኣክሲዮን ከምዝሽየጥ ተገለፁ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዘፈር ቴሌኮሙኒኬሽን ኣድሂቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ልዝብ ተኻይዱ። ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ላብ ውልቀ ንምዝውዋርን ተወሰኽቲ ኮርፖሬሽናት ቴሌኮም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ዝተወሰነ ከይዲ ውሳነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም 320 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ሃገር ውሽጢ ከምዘኣቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሕፅት ሲሚንቶ ንምንካይ ብዝብል ኣብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝምረት ብተወሳኺ 320 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ሃገር ውሽጢ ከምዘኣቱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ እታወት ስራሕቲ ኮንተራክሽን ዝኾነ ፍርያት…