Fana: At a Speed of Life!

ትእምት 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ብውህብቶ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ብ1 ነጥቢ 7  ሚሊየን ብር ዝተዓደጉ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ኣብ 12 ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ንዝርከባ ኣብያተ መፃሕፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣበርኪታ። እቶም መፃሕፍቲ ብቋንቋ ትግርኛን ኣምሓርኛን ዝተሰናድኡ ቁፅሮም…

ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም። በዓል ሃፍቲ ኣይተ ደስታ በርሀ ከምዝበልዎ፥ ምትሕግጋዝን ምድግጋፍን ልሙድ ባህሊና እኳ እንተኾነ ብፍላይ ሎሚ ዘበን ብምኽኒያት…

ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት ምረቓ ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…

ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 916 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 15 ሺሕን 561 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 916 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 61 ሺሕን 700…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስል ጀኔራላትን ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ከካይዱዎ ዝፀንሑ…

ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት ክትትል ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ዝገብሩ ዘለዉ ዜጋታት ወፃኢኦም ብመንግስቲ ክሽፈን ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት ክትትል ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት እናገብሩ ዝርከቡ ዜጋታት ዓመት ሙሉእ ወፃኢኦም ብመንግስቲ ከምዝሽፈን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላቦራቶሪታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን ከምዝካየድ ኢንስቲትት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 150…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያችው 100 ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓደ ሚኢቲ ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን። በዛሬው ዕለት በተከናወነው በዚህ ማዕድ ማጋራት ፕሮግራም ለአይነስውራኑ ሩዝ፣ ዘይት እና ዱቄት አበርክተዋል። ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ እቲ ምክፋል መኣዲ፥ ነቶም…

ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ንፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ገይሮም ሸይሞምዎም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮጵያ ንብዙሕ ዓማውቲ ኣብ ፖለቲካ እናተንቀሳቐሱ ካብ ዝፀንሑ…

ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር 551 ንዝኾኑ ተሓነፅቲ ይቅርታ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ፌዴራል፣ ክልልን ቤት ህንፀት ሰራዊት ምክልኻልን ዝነበሩ 551 ተሃነፅቲ ፌዴራል ብዝተፈላለዩ መለክዒታት ይቅርታ ተገይሩ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቦርድ ይቕሬታን ምሕረትን…